Written by Staff
Saturday, 02 January 2010 15:19
ካብ 29 ክሳብ 31 ታሕሳስ 2009 ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቕስ፣ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ኣብ ሃገረ ጀርመን፡ ከተማ ፍርንክፈርት ዕውት ናይ ሓድነት ወይ ምጽንባራዊ ዋ ዕ ላ ኣካይዶም ኣለው። እዚ ሲዑቡ ዝቀርብ፡ ነዚ ዝምልከት ሓጺር ጸብጻብ እዩ።
Last Updated on Saturday, 02 January 2010 15:27
Read more...
Written by emdhr
Thursday, 31 December 2009 16:08
ኣብ መደምደምታ እምበኣር፡ እዚ እገዳ ‘ዚ ሳዕቤን ምልክን ዘይግሉጽን ኣሰራርሓ እዩ። እቲ ጠንቂ ድማ ዘይሕተትን ከምቃሕ ዝበሎ ዝሃልል መንግስቲ ስለዘለና እዩ። ነዚ ክሳብ ዘየወገድናዮ ድማ ካልእ ውን እንተመጸ ዘገርም ክኸውን የብሉን። ንዓና ኣብዚ ጉዳይ ዘሕጉስን ዘጉህን ዋላ ሓደ ምኽንያት የብልናን። እንታይ ደኣ ነቲ ጠንቂ ካብቲ ሳዕቤን ፈሊና ክንኣልዩ ከይተሓለልና ክንሰርሕ ኣሎና።
Last Updated on Thursday, 31 December 2009 16:24
Read more...
Written by emdhr
Monday, 14 December 2009 11:35
ዝኾነ ምትእኽካባት ናይ ሰባት ዘለዎ ጉዳይ ኣብ ምርድዳእ ምብጻሕን ኣፈታትሓ ዘይምርድደኣት ምእላይን እንተዘይማዕቢሉ ክዓብን ክስስንን ዝኽእል ምጥርናፍ ክህሉ ዝከኣልን፡ ዝሕሰብን ኣይኮነን። ነዚ ክውን ንምግባር ድማ እቲ ምትእኽኻብ ወይ ምጥርናፍ ክዕዘቦም ዘለዎን ክሓልፎም ዝግብኦን መስርሓት ኣለው። ካብዚ ቀጺልና ድማ እዞም መድረኸታን መለለይኦምን ዝሓትዎ ዋጋን ብሕጸር ዝበለ ክንርእዮም ክንፍትን ኢና።
Last Updated on Monday, 14 December 2009 11:37
Read more...
Written by ዶ/ር ዳንኤል ረዘነ
Monday, 14 December 2009 10:44
ሚስተር ሚሸል ብዙሕን ዘስደምምን ሓቅታት ብግልጺ ተዛሪቡ። ንባህርያት ፕረዚደንት ኢሳያስ ብንጹር ብምግላጹ ጥራይ ዘይኮነ፡ ከምኡ ዝኣመሰለ መደረ፡ ዓርኪ ፕረዚደንት ኢሳያስ’ዩ ብዝበሃል ሰብ ስለ ዝተዘረበ ኣዝየ ተገሪመ። ሓቂ ንምዝራብ ፈጺመ ዘይተጸበኽዎ ነገር ኢዩ። ቅድሚ ሕጂ ካብኡ ሰሚዕናዮ ብዘይንፈልጥ ቃና ኢዩ ተዛሪቡ። መደርኡ ይቕረታ ብምሕታት ኢዩ ጀሚርዎ። ብዛዕባ ዳዊት ኢሳቕ ጥዑም ወረ ሒዙ ስለ ዘይመጸ ይቕረታ ሓቲቱ። ንነዊሕ ግዜ ዝከኣሎ ከም ዝፈተነ፡ ብፍላይ ድማ ኣብቲ ኣብ ነሓሰ 2009 ናብ ኤርትራ ዝገበሮ ዑደት ኣበርቲዑ ከም ዝጸዓረ ገሊጹ።
Last Updated on Monday, 14 December 2009 10:50
Read more...
Written by emdhr
Thursday, 10 December 2009 18:09
ብርግጽ ጽንዓትን እምነትን ኣብ ዕላማ፡ ንመትከልካን ዕላማኻን እሙንን ጽንዑን ምዃን ዝድነቑን ኣገደስትን ነጥብታት ኣብ ቃልሲ እዮም። ይኹን እምበር እዚኦም ንበይኖም ሸቶኻ ንምህራም ከምጽእዎ ዝኽእሉ ዘድምዕ ውጽኢት የለን።
Last Updated on Thursday, 10 December 2009 18:19
Read more...
Written by Staff
Tuesday, 01 December 2009 14:50
ምርግጋጽ ፍትሕን መሰል ርእሰውሳኔ ኤርትራዊ ሕብረተሰብን እምበኣር፡ ቃልሲ ወለዶታት ደኣ ምበር፡ ከምቲ ህዛባዊ ግንባር ክገልጾ ዝፍትን ናይ ህዝባዊ ግንባር ተበግሶ ጥራይ ጌርካ ክትገልጾ ምፍታን ንዱይ ታሪኻዊ ጌጋ ህዝባዊ ግንባር ‘ዩ። ታሪኻዊ ጌጋ ምፍጻም ማለት ድማ ነታ መሸንቖቃ ገመድ ባዕልኻ ኣብ ክሳድካ ምምላስ የኸትል። ህዝባዊ ግንባር እምበኣር፡ ልዕሊ ዓቕሙ ካብ ሃንዛ ታሪኽ ክጎምድ ምስ ሃቀነ፡ ገዛእርእሱ ተሓኒቑ ክጸዓር ምዃኑ ርዱእን ዘይተርፍን ጉዳይ ‘ዩ።
Last Updated on Tuesday, 01 December 2009 14:53
Read more...
Written by Ws Hag
Tuesday, 01 December 2009 14:35
It has been more than a while now since I left my home country and started residing in my present consign. Sometimes I look behind to see what I left, as I always believe I belong to such place and environment. At other instances I would like also to witness what I benefited from my present status as a second citizen in others realm. I could not pronounce and formulate the exact expression, however, as I see the contemplation of many contemporaries being changed in the gush of circumstances.
Last Updated on Tuesday, 01 December 2009 14:37
Read more...
Written by Staff
Tuesday, 01 December 2009 13:07
ነዚ ናብ ሓደ ፍሉይ ናይ ሎሚ ቅነ ዝነበረ ፍጻመ ኣኼባ ብራስለስ ምስ እንወስዶ፡ ዝነበረ ክትዓትን ነቐፌታታን ነዚ ምዕባሌታት ንምዓዛብ ንጹር ስእሊ ይህበና እዩ። እቶም ተሳተፍትን ወደብትን እቲ ዋዕላ ምስ ኩሉ ኣብ ዝኾነ ስራሕ ከጋጥም ዝኽእል ጉድለታት ከምዚ ዓይነት ዕውት ስራሕ ምክያዶም ምስጋና ዝግበኦም እዩ። እቶም ሓላፍነታዊ ነቐፌታ ዝለገሱ እውን ኣበርክቶኹም ኣይፈለ ብምባል ክተባብዑ ይግበኦም እዩ። ካብዚ ሓሊፉ ግና ሓላፍነት ዘይስከም ነቐፌታን ኣነ ዘይባረኽክዎ መኣዲ ማንም ከይለኽፎ ዝዓይነቱ ኩነኔን ወቐሳን ኣገዳስነትካ የህሲሱ ኣበርክቶና ካብ ምድራት ሓሊፉ ካልእ ፋይዳ የብሉን።
Last Updated on Tuesday, 01 December 2009 14:35
Read more...
Written by Staff
Friday, 13 November 2009 17:09
We may try to justify our actions using different nice words. We may call it “development aid”, “partnership” and etc. But we should also bear in mind that, once we decide to justify our actions, while the freedoms of our very own citizens are being violated, then we should know that we are also allowing our freedoms to get eroded. We are increasing the security concerns of our very own citizens.
Last Updated on Friday, 13 November 2009 17:12
Read more...
Written by Staff
Friday, 13 November 2009 15:57
ቃልሲ ምቅላስ እዩ። ካልእ ጣቛ የብሉን። ክንግንዘቦ ዝግባእ ሓደ ሓቂ ግን ኣሎ። ኩሉ ተቃላሳይ እየ ዝብል፡ ኩሉ ክፉትነት ክረጋገጽ ይቃለስ ከም ዘየሎ ነጺሩልና እዩ። ሰብ ንኸይቃለስ ዝቃለሱ ኣለው። ተበግሶታት ክዓናቕፉን ከቖናጽቡን ዝውዕሉ። እዚ እዩ ኸኣ፡ እቲ ዘሕዝን ክፍል ናይዚ ዝካየደ ዘሎ ጻዕርታት።
Last Updated on Friday, 13 November 2009 16:11
Read more...
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>
Page 1 of 25
ነፍስ-ወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
ዘዝበርሀት ሽምዓ ከትቕህም
ዘዝቦቖለት ተኽሊ ከትኹምርር
ዘዝነቀለት ክንቲት ከይትዳኸም
JavaScript is disabled! To display this content, you need a JavaScript capable browser.
Adobe Flash Player not installed or older than 9.0.115!
ንላዘብ ዶ ኣሎና ንመኻኸር
ንሰምር ዶ ኣሎና ንተሓናገር
ኣተሓሳስባና እንተሃብቲሙ