|
Written by Staff
|
|
Wednesday, 11 November 2009 14:14 |
|
እዚ ተቓወሞታት ኸኣ፡ ብዝተፈላለየ መገድታት ንንውሕ ዝበለ እዋናት ክገሃድ ጸኒሑ እዩ። ኣብዚ ሕጂ እዋን ድማ፡ ኣብ ዝለዓለ ጠርዙ በጺሑ፡ በቲ ንኣብያ መንእሰያት ንደረት ዘይበሉ ዕስክርና ዝገልጽ በብመዓልቱ ዝውስኽ ዘሎ ቁጽሪ ስደት መንእሰያትን፡ ጽልኣትን ምጥፋእ እምነት ህዝብን ክግለጽ ዝከኣል እዩ። ኣብ ልዕሊ እቲ ስርዓት መረረኻ ምግላጽ፣ ዘይዕግበትካን ጽልኣትካን ምትምባህ፣ ከምኡ’ውን ንዝወረደካ ዓመጽን በደልን ምትንታን፡ ሓደ ነገር እዩ። ንለውጢ ምቅላስ ድማ ካብኡ ዝተፈልየ።
|
|
Last Updated on Wednesday, 11 November 2009 14:51 |
|
Read more...
|
|
|
Written by Staff
|
|
Monday, 02 November 2009 16:04 |
|
….Last night, after the opening celebrations, I was excited and had a lot of thinking to do. I have asked myself “…what would South Africa look like, if its society took a different national trajectory – a violent national trajectory for liberation? Would we be able to enjoy the freedoms that we are enjoying today? I don’t think so….There came the Russian Case in my mind. |
|
Last Updated on Monday, 02 November 2009 16:21 |
|
Read more...
|
|
Written by Staff
|
|
Wednesday, 28 October 2009 16:56 |
|
ሎሚ ዘለናዮ መድረኽ ኸኣ ካብቲ ንወለዶታት ክኸይድ ዝጸንሐ ቃልሲ ዝፍለ ኣይኮነን። እንታይ ደኣ፡ መቀጸልታ ናቱ እዩ። እቶም ኣብ ሓደጋ ወዲቖም ዘለው መባእታውያን መሰላትና ድሮ ተነጺሮም ‘ዮም። ዓርሞሸሻዊ ድምጺ ተቛውሞ ‘ውን በብኹርናዑ ይንደቕ ኣሎ። እቲ ዝቕጽል እምበኣር፡ ነዚ ተቛውሞ ናብ ሓደ ሓያልን ዘድምዕን ፖለቲካዊ ሓይሊ ኣሰጋጊርካ፡ መሰልካ ንምምላስ ምቅላስ እዩ።
|
|
Last Updated on Wednesday, 28 October 2009 17:00 |
|
Read more...
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>
|
|
Page 6 of 53 |