HomeAbout MeseleyዜናArticlesድምጺ መሰልና ደሊናMultimediaDownloadsCartoons

VoMD January 2, 2010 Broadcast

JavaScript is disabled!
To display this content, you need a JavaScript capable browser.

    VoMD December 29, 2009 Broadcast

JavaScript is disabled!
To display this content, you need a JavaScript capable browser.

ሓጺር ጸብጻብ፡ ዋዕላ ሰለስተ ኤርትራውያን ሰልፍታት PDF Print E-mail
Written by Staff   
Saturday, 02 January 2010 15:19

ካብ 29 ክሳብ 31 ታሕሳስ 2009 ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቕስ፣ ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን ሰልፊ ዲሞክራሲ ኤርትራን ኣብ ሃገረ ጀርመን፡ ከተማ ፍርንክፈርት ዕውት ናይ ሓድነት ወይ ምጽንባራዊ ኣካይዶም ኣለው። እዚ ሲዑቡ ዝቀርብ፡ ነዚ ዝምልከት ሓጺር ጸብጻብ እዩ።

Last Updated on Saturday, 02 January 2010 15:27
Read more...
 
እገዳ ሳዕቤን እምበር፡ ጠንቂ ኣይኮነን PDF Print E-mail
Written by emdhr   
Thursday, 31 December 2009 16:08

ኣብ መደምደምታ እምበኣር፡ እዚ እገዳ ‘ዚ ሳዕቤን ምልክን ዘይግሉጽን ኣሰራርሓ እዩ። እቲ ጠንቂ ድማ ዘይሕተትን ከምቃሕ ዝበሎ ዝሃልል መንግስቲ ስለዘለና እዩ። ነዚ ክሳብ ዘየወገድናዮ ድማ ካልእ ውን እንተመጸ ዘገርም ክኸውን የብሉን። ንዓና ኣብዚ ጉዳይ ዘሕጉስን ዘጉህን ዋላ ሓደ ምኽንያት የብልናን። እንታይ ደኣ ነቲ ጠንቂ ካብቲ ሳዕቤን ፈሊና ክንኣልዩ ከይተሓለልና ክንሰርሕ ኣሎና።

Last Updated on Thursday, 31 December 2009 16:24
Read more...
 
እንደልዮ ዘሎና ለውጢ ብኸመይ ነረጋግጾ? PDF Print E-mail
Written by emdhr   
Monday, 14 December 2009 11:35

ዝኾነ  ምትእኽካባት ናይ ሰባት ዘለዎ ጉዳይ ኣብ ምርድዳእ ምብጻሕን ኣፈታትሓ ዘይምርድደኣት ምእላይን እንተዘይማዕቢሉ ክዓብን ክስስንን ዝኽእል ምጥርናፍ ክህሉ ዝከኣልን፡ ዝሕሰብን ኣይኮነን። ነዚ ክውን ንምግባር ድማ እቲ ምትእኽኻብ ወይ ምጥርናፍ ክዕዘቦም ዘለዎን ክሓልፎም ዝግብኦን መስርሓት ኣለው። ካብዚ ቀጺልና ድማ እዞም መድረኸታን መለለይኦምን ዝሓትዎ ዋጋን ብሕጸር ዝበለ ክንርእዮም ክንፍትን ኢና።

Last Updated on Monday, 14 December 2009 11:37
Read more...
 
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 1 of 53