|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 19 February 2009 17:20 |
|
ኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት፡ ሓላፊ ጸጥታ፣ ሓበሬታን ድሕነትን ፕረስደንት ኢሰያስ ኮይኑ ክሰርሕ ዝጸንሐ፡ ተጋዳላይ ግርማጼን ባይረ፡ ንስርዓተ-ምምሕዳር ኢሰያስ ራሕሪሑ፡ ንለውጢ ክቃለስ ከምዝወሰነ ኣብቲ ንወኪል ራድዮ ወጋሕታ ዝሃቦ ቃል ሓቢሩ። |
|
Last Updated on Thursday, 19 February 2009 17:22 |
|
Read more...
|
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 19 February 2009 17:16 |
|
ምምሕዳር ባራክ ኦባማ፡ ንስለ ጸጥታን ምርግጋእን ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ፡ ብፍላይ ከኣ ንስለ ሰላምን ምርግጋእን ሶማል ክብል፡ ንስርዓተ-ምምሕዳር ኢሰያስ መተባቢብዒ ጉንዖ ንክልግሰሉ፡ ኢናፍ ፕሮጀክት ኣብ ዝዘርግሖ መጽናዕታዊ ጽሑፍ ምሕጽንታ ኣቅሪቡ። |
|
Last Updated on Thursday, 19 February 2009 17:20 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 19 February 2009 17:12 |
|
ዮሩፕያን ቮይስ ዝተባህለ ማዕከን ዜና፡ ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ንስርዓት ኢሰያስ ናይ 122 ሚልዮን ዩሮ ገንዘባዊ ሓገዝ ክልግስ ወጢኑ ከምዘሎ ይገልጽ። |
|
Last Updated on Thursday, 19 February 2009 17:16 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 19 February 2009 16:53 |
|
ስርዓተ-ምምሕዳር ኢሰያስ፡ ንናይ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት እማመ ክቅበልን፡ ወተሃደራቱ ከኣ ካብ መሬት ጅቡቲ ንክስሕብ ማሕበር እስላማዊ ጉባኤ፡ ጻውዒት ሂቡ ክብል ረሊጆስ ኢንተልጀንስ ዝተባህለ ማዕከን ዜና ይገልጽ። |
|
Last Updated on Thursday, 19 February 2009 17:12 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 12 February 2009 17:53 |
|
ደያኑ ኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን፡ ኣብ ልዕሊ ፕረዲሰንት ኣል በሽር ክሲ ክምስረት ድሮ ከምዝወሰኑ ንሰበስልጣንን ዲፕሎማስያታትን ውድብ ሕቡራት ሃገራት ብምጥቃስ ዝተፈላለዩ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ይገልጻ። |
|
Last Updated on Thursday, 12 February 2009 17:55 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 12 February 2009 17:47 |
|
ኣብ መንጎ ሓባራዊ ኣወሃሃዲት ኣካል ሰልፊ ደሞክራሲ ኤርትራን ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራን፡ ከምኡ እውን ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቓስ፡ ኣብ ፍራንክፈርት ርክባት ክካየድ ከምዝቐነየን ብጽቡቕ ‘ውን ከምዝተዛዘመ ኣቦ-ወንበር ኤርትራዊ ህዝባዊ ምንቅስቃስ፡ ኣቶ ኣድሓኖም ገብረማርያም፡ ከምዝሓበረ ይፍለጥ። |
|
Last Updated on Thursday, 12 February 2009 17:55 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 12 February 2009 17:28 |
|
ሓንቲ ካብ’ተን ኤርትራውያን ህቡባት ናይ ጕያ ተቐዳዳሚቲ፡ ስምረት ስልጣን፡ ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ ዑቝባ ከምዝሓተተት ንሓርነት ዳት ኮም ይገልጽ። |
|
Last Updated on Thursday, 12 February 2009 17:47 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Tuesday, 10 February 2009 17:48 |
|
ኣብ ኤርትራ ኣብ መንጎ እቶም ናይዚ እዋን ርኹባት ተባሂሎም ዝስመዩ እሙናት ኣገልገልቲ ስርዓት-ምምሕዳር ኢሰያስን እቲ ስኡን፡ ማለት እቲ ሰፊሕ ክፋል ሕብረተሰብ ኤርትራን ዘሎ ናይ መነባብሮ ጋግ ኣዝዩ እንዳሰፍሐ ይኸይድ ከምዘሎ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዝርከቡ ምንጭታትና ሓቢሮም። |
|
Last Updated on Tuesday, 10 February 2009 17:51 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Tuesday, 10 February 2009 17:37 |
|
መራሒ ሊብያ ሞዓመር ቃዛፊ፡ ናይ ምጽዋዕ ዑደቱ ፈጺሙ፡ ናብ ሃገሩ ትሩፕሊ፡ ብቅድሚ ትማሊ ከምዝተመልሰ መርበብ ሓበሬታ ስርዓት ኢሰያስ፡ ሻባይት ዳት ኮም ሓቢሩ። ቃዛፊ ኣብ ዑደቱ፡ ምስ ፕረሲደንት ኢሰያስ ከምዝተራኸበ እውን እቲ መርበብ ሓበሬታ ወሲኹ ይገልጽ። |
|
Last Updated on Tuesday, 10 February 2009 17:48 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Saturday, 07 February 2009 16:51 |
|
ኣብ ኤኮኖሚያዊ መዳይ፡ ስርዓት ኢሰያስ፡ ኣብቲ ኣብ ወጻኢ ዝነብሩ ኤርትራውያን ዜጋታት፡ ብቐጻሊ ናብ ኤርትራ ዝልእኽዎ ገንዘብ፡ ብቀጥታ ይኹን ብተዘዋዋሪ ዝያዳ ምርኩስ ከምዝገብር ስትራቴጂ ፔጅ ሓቢሩ። |
|
Last Updated on Saturday, 07 February 2009 16:56 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Saturday, 07 February 2009 16:38 |
|
ካብ 2001 ኣትሒዙ፡ ብዘይገለ ክሲ ኣብ ትሕቲ ጽኑዕ ማእሰርቲ ዝጸንሐ፡ ኤርትራዊ ሽወደናዊ ዳዊት ኢሳቕ፡ ንሕክምና ናብ ሆስፒታል ከም ዝተመሓላለፈ፡ ን “ሜትሮ” ዝተባህለ ሽወደናዊ ጋዜጣ ጠቒሱ፡ መርበብ ሓበሬታ ን ሓርነት ዳት ኮም ኣፍሊጡ። |
|
Last Updated on Saturday, 07 February 2009 16:51 |
|
Read more...
|
|
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>
|
|
Page 9 of 22 |