HomeAbout MeseleyዜናArticlesድምጺ መሰልና ደሊናMultimediaDownloadsCartoons
ዜና
ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ኣሰቃቂ በደል ፈጺሞም ክነሶም፡ ሕጂ ግን ሓደ ካብቶም ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ተዓቁቦም ዝርከቡ ሰባት ምዃኖም ይግለጽ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Thursday, 26 March 2009 19:50

ራድዮ ቢቢሲ ኣብ ናይ ሰሉስ መዓልቲ ፈነወኣ፡ዓዲ እንግሊዝ መዕቆቢ ኣብ ልዕሊ ሰብኣዊ መሰላት ኣሰቃቒ ግህሰርት ዝፈጸሙ ሰባት ትኸውን ኣላኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ኣቶ ናይዝጊ ክፍሉ፡ ሓደ ካብዞም ሰባት ተባሂሎም ከም ኣብነት ይጥቀሱ።

Last Updated on Thursday, 26 March 2009 19:52
Read more...
 
ኣመሪካ ኣብ መሬት ሱዳን፡ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ተካይድ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Thursday, 26 March 2009 19:46

መንግስቲ ኣልበሽር፡ ናይ ኣመሪካ ሓይሊ ኣየር፡ ኣብ ልዕሊ ብዘይሕጋዊ ኣገባብ ኣብ መሬት ሱዳን ዝጓዓዝ ዝነበረ ወተሃደራዊ ኣጽዋራት፡ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ኣካያዳ ክብል ከምዝኸሰሰ ግብጻዊ ጋዜጣ ኣል ሹሩቕ ትማሊ ሰለሱ ኣፍሊጡ።

Last Updated on Thursday, 26 March 2009 19:50
Read more...
 
ስርዓት ኢሰያስ፡ ንኣባላት ሃገራዊ ወትሃደራዊ ዕስክርና፡ ሞባይል ቴሌፎን ካብ ምጥቃም ይገትኦም PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Wednesday, 25 March 2009 13:27

ካብ ዝሓላፉ ሒደት ሰሙናት ኣትሒዙ፡ ስርዓት ኢሰያስ፡ ዝኾነ ኣባል ወትሃደራዊ ዕስክርና ዝኾነ ዜጋ፡ ተንቀሳቃሲት ቴለፎን፡ ወይ ሞባይል፡ ንኸይጥቀም መምርሒ ከምዘመሓላለፈ፡ ባውዛ ተባሂሉ ብናይ ብርዒ ሽም ዝፍለጥ ዜጋ፡ ኣብቲ ናብ መርበብ ሓበሬታ ኣዝማሪኖ ዳት ኮም ዝለኣኾ መልእኽቲ ይሕብር።

Last Updated on Wednesday, 25 March 2009 13:29
Read more...
 
ሸርፊ ባጤራ ዶላር ኣሜሪካ ብመንጽር ናቕፋ ልዕሊ 40 ይበጽሕ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Wednesday, 25 March 2009 13:24

ኣብቲ ካብ ቁጽጽር ስርዓት ኢሰያስ ናጻ ዝኾነ ናይ ንግድን ሓዋላን መርበባት፡ ሸርፊ ባጤራ ዶላር ኣሜሪካ፡ ብመንጽር ናቕፋ ልዕሊ 40 ገጹ ደይቡ ከምዘሎ ምንጭታትና ይሕብሩ።

Last Updated on Wednesday, 25 March 2009 13:27
Read more...
 
ሰለስተ ብዕድመ ዝደፍኡ ተኸተልቲ ጴንተኮስታል ተፈቲሖም PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 21 March 2009 17:47

ሰለስተ ብዕድመ ዝደፍኡ ተኸተልቲ ጴንተኮስታል፡ ኣመንቲ ክርስትና፡ ትማሊ ዓርቢ ዋሕስ ተጌሩሎም ካብቲ ተኣሲሮምሉ ዝነበሩ ወታሃደራዊ ቤት ማእሰርቲ ዋሕስ ጌሮም ከምዝተለቐቁ መሰል ክርስትያናት ዝከታተል ጉጅለ ኣረጋጊጹ።

Last Updated on Saturday, 21 March 2009 17:57
Read more...
 
ስርዓት ኢሰያስ፡ ንህዝቢ ነዳዲ ምዕዳል የቛርጽ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 21 March 2009 17:29

ስርዓት ኢሰያስ፡ ካብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣትሒዙ፡ ነዳዲ ንህዝቢ ምዕዳል ደው ኣቢሉዎ ከምዘሎ፡ ንኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታቱ ጠቂሱ መርበብ ሓበሬታ ኣሰና ሓቢሩ።

Last Updated on Saturday, 21 March 2009 17:32
Read more...
 
ኣምባሳደር እስራኤል፡ ስርዓት ኢሰያስ ንቐርኒ ኣፍሪቃ ኣብ ምዝራግ ይሰርሕ ኣሎ ይብል PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 21 March 2009 17:25

ኣምባሳደር እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ፡ ሚስተር ኦደድ ቤን ሃይም፡ ስርዓት ኢሰያስ ንሰላም ቀርኒ ኣፍሪቃ ንምዝራግ ተዋፊሩ ከምዝርከብ፡ ከምኡ ‘ውን መዕቆቢ ግብረ-ሽበራውያን ኮይኑ ከምዘሎዎርልድ ዎር 4 ሪፖርት ተባሂሉ ዝፍለጥ መርበብ ሓበሬታ ኣፍሊጡ።

Last Updated on Saturday, 21 March 2009 17:29
Read more...
 
ስርዓት ኢሰያስ፡ “ሕክምናዊ ቦርድ” ብምባል፡ ንብዙሓት ዜጋታት ካብ ዕስክርና የፋኑ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Tuesday, 17 March 2009 15:13

ስርዓት ኢሰያስ፡ ኣብዚ ሒዝናዮ ዘሎና ዓመት፡ ብጥዕና ምኽንያት፡ ንኣባላት ሃገራዊ ወትሃደራዊ ዕስክርና፡ ካብ ዕስክርና ብብዝሒ የፋንዎም ከምዘሎ ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ምንጭታትና ሓቢሮም።

Last Updated on Tuesday, 17 March 2009 15:27
Read more...
 
ጠንቂ መከራ ኤርትራዊ ሕብረተሰብ፡ ብቀንዱ ምስ ባህሊ ሻዕብያ ዝተኣሳሰር ምዃኑ ይግለጽ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Tuesday, 17 March 2009 15:02

ቀንዲ ጠንቂ ጸገምን መከራን ኤርትራዊ ሕብረተሰብ፡ ካብቶም ቅድም ክብሉ፡ ልዑል ተቀባልነት ዝረኸቡ ኣሉታዊ ጽልዋ ዘለዎም ኣሰራርሓን ባህልን ገድሊ ዝነቅል ምዃኑ ዝተፈላለዩ ወገናት ይገልጹ።

Last Updated on Tuesday, 17 March 2009 15:13
Read more...
 
እቲ ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ኣብ ልዕሊ ፕረሲደንት ኣልበሽር ዝተወስደ ውሳኔ፡ ንስርዓት ኢሰያስ ‘ውን ኣስጋኢ ምዃኑ ይጥቀስ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Tuesday, 17 March 2009 14:49

ሚኒስተር ሚኒስትሪ ዜና ስርዓት ኢሰያስ፡ ኣቶ ኣሊ ዓብዱ፡ ነቲ ብኣህጉራዊ ቤት ፍርዲ ገበን ኣብ ልዕሊ ኣልበሽር ተወሲዱ ዘሎ ናይ እስራት ስጉምቲ፡ ንፕረሲደንት ኣልበሽር ጥራይ ዘይኮነስ፡ ንስርዓት ኢሰያስውን ኣዝዩ ኣስጋኢ ከምዝኾነ ኣብቲ ንማዕከን ዜና ጋልፍ ኒዊስ ዝሃቦ ቃል ኣፍሊጡ።

Last Updated on Tuesday, 17 March 2009 15:02
Read more...
 
ኣብ ቅድሚ ፕረሲደንት ኢሰያስ፡ ኢጣልያውያን ነጋዶ ፍሉይ ሓለፋ ይረኽቡ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 14 March 2009 18:22

ዋላ ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ምዕራባውያን ሃገራት ዘለዎ ጽልኣት ብወግዒ ዝገልጽ እንተኾነ፡ ኢጣልያውያን ነጋዶ ግን ኣብ ቅድሚ ፕረሲደንት ኢሰያስ ፍሉይ ሓለፋ ከምዝረኽቡ፡ ነዚ ጉዳይ ብቀረባ ዝከታተልዎ ዘለው ወገናት ይሕብሩ።

Last Updated on Saturday, 14 March 2009 18:25
Read more...
 
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 6 of 22

ነፍስ-ወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
ዘዝበርሀት ሽምዓ ከትቕህም
ዘዝቦቖለት ተኽሊ ከትኹምርር
ዘዝነቀለት ክንቲት ከይትዳኸም

JavaScript is disabled!
To display this content, you need a JavaScript capable browser.

ንላዘብ ዶ ኣሎና ንመኻኸር
ንሰምር ዶ ኣሎና ንተሓናገር
ኣተሓሳስባና እንተሃብቲሙ
ወዮ ድኽነትና ሽዑ እዩ ኣኽቲሙ!!!!