HomeAbout MeseleyዜናArticlesድምጺ መሰልና ደሊናMultimediaDownloadsCartoons
ዜና
ልዕሊ 2 ሚእቲ ሽሕ ሽወደናውያንን ኤርትራውያንን፡ ዳዊት ኢሳቕ ንኽፍታሕ ይጠልቡ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Thursday, 07 May 2009 00:00

ልዕሊ 2 ሚእቲ ሽሕ ሰባት ፌርማኦም ዘንበርሉ፡ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ ንኽፍታሕ፡ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ኤርትራ ድማ ንኽመሓየሽ ዝጠልብ ናይ ኣቤቱታ ደብዳቤ፡ ትማሊ ናብ ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሽወደን ከምዝተረከበ ዝተፈላለዩ ጸብጻባት ሓቢሮም ኣለው።

Last Updated on Saturday, 09 May 2009 19:49
Read more...
 
ዓርባዕተ ናይ ተቛውሞ ውድባት፡ ናይ ሓባር ግንባር የቑሙ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Thursday, 07 May 2009 00:00

ዓርባዕተ ናይ ተቛውሞ ሰልፍታት፡ ማለት ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ፣ ኢስላሕ፣ እስላማዊ ምንቅስቃስ ከምኡውን ፈደራላዊ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ተባሂሎም ዝፍለጡ ውድባት፡ ግንባር ሓድነት ኤርትራ ዝበሃል ናይ ሓባር ምንቅስቃስ ከምዘቖሙ ዓዋተ ዳት ኮም ሓቢሩ።

Last Updated on Saturday, 09 May 2009 19:52
Read more...
 
ኢሰያስ፡ ኤርትራ ኣንጸባራቒ ቁጠባዊ ዓወት ኣመዝጊባ ይብል PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Sunday, 03 May 2009 18:01

ፕረሲደንት ኢሰያስ፡ ኣብ ዝሓለፉ 18 ዓመታት፡ ኣብ ትሕቲ ምምሕዳሩ፡ ጸጥታ ዝሰፈኖ ፖለቲካዊ ሃዋሁ ስለዝተረጋገጸ፡ ኣብ ቁጠባዊ መዳይ፡ ኤርትራ ኣንጸባራቒ ዓወታት ከተመዝግብ ኪኢላ ክብል ኣብቲ ትማሊ ምስ ተሌቪዝን ኣል ሸርቕ ዝገበሮ ቃለመሕትት ሓቢሩ።

Last Updated on Sunday, 03 May 2009 18:02
Read more...
 
ኣብ ውሽጢ ሓሙሽተ መዓልቲ፡ 314 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ ይበጽሑ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Sunday, 03 May 2009 17:59

ኣብ መንጎ 22ን 28 ሚያዝያ ጥራይ ኣስታት 314 ኤርትራውያን ስደተኛታት ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን ከምዝበጽሑን፡ ኣብኡ እውን ዑቕባ ከምዝሓተቱ፡ ንሓርነት ዳት ኮም ሓቢሩ።

Last Updated on Sunday, 03 May 2009 18:01
Read more...
 
ስርዓት ኢሰያስ፡ ንዜጋታት መውጽኢ ቪዛ ይኽልክል PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Tuesday, 28 April 2009 17:08

ስርዓት ኢሰያስ፡ ንኣረገውትን ሰበስልጣን እቲ ስርዓትን እንተዘይኮኑ፡ ንኻልእ ዝኾነ ይኹን ዜጋ፡ ናይ መውጽኢ ቪዛ ምሃብ ደው ኣቢሉዎ ከምዘሎ ምንጭታትና ይሕብሩ።

Last Updated on Tuesday, 28 April 2009 17:11
Read more...
 
ኣብ ሽወደን፡ ሰላማዊ ሰልፊ ይካየድ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Tuesday, 28 April 2009 17:05

ሎሚ መዓልቲ፡ ንኣስታት ሰለስተ ሰዓታት ዝጸንሐ፡ ኣብ ከተማ ስቶክሆልም፡ ሃገረ ሽወደን፡ ብማሕበር ፍሪ ዳዊት፣ ጋዜጣታት ሽወደንን ሪፖርተርስ ዊዝ ኣውት ቦርደርስ ተወዲቡ፡ ንናይ ኤርትራ ኩነታት ሰብኣዊ መሰላት ዘቃልዕ፡ ዓቢ ሰላማዊ ሰልፊን ምርኢትን ከምዝተኻየደ ካብቲ ቦታ ዝመጸና ጸብጻብ ይገልጽ።

Last Updated on Tuesday, 28 April 2009 17:07
Read more...
 
ካብ ቻይናዊ ባንክ፡ ናብ ውልቃዊ ባንክ ኢስያስ፡ ልዕሊ 276 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ ይሰጋገር PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Thursday, 23 April 2009 17:23

ካብ ንግዳውን ኢንዱስቲሪያውን ባንክ ቻይና፡ ናብ ውልቃዊ ሕሳብ ባንክ ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ብዕለት 24 ለካቲት ናይዚ ዓመትዚ፡ ልዕሊ 276 ሚልዮን ዶላር ኣሜሪካ፡ ከምዝተመሓላለፈ ዘረድእ ሰንድ ከምዝተረኽበ፡ ንኣብ ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ዝርከቡ ምንጭታቱ ጠቂሱ ኣሰና ሓቢሩ።

Last Updated on Thursday, 23 April 2009 17:25
Read more...
 
ወነንቲ ትራክተራት፡ ትራክተሮም ንስርዓት ኢሰያስ ከረክቡ ይግደዱ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Thursday, 23 April 2009 17:21

ስርዓት ኢሰያስ፡ ወነንቲ ትራክተር ዝኾኑ ዜጋታት፡ ትራክተሮም ብህጹጽ ንመንግስታዊ ጋራጃት ከረክብወን፡ ዘየረከበ ድማ፡ ማለት ክሓርሳ ዝተረኽባ ወይ ኣብ ገዝኦም ኣቀሚጦመን ዝተረኽቡ፡ ብኡ ንብኡ ክውረሳ ምዃነን ዝገልጽ መምርሒ ኣውጺኡ ከምዘሎ፡ ባውዛ ተባሂሉ ብናይ ብርዒ ሽም ዝፍለጥ፡ ኣብቲ ካብ ውሽጢ ዓዲ ናብ ኣዝማሪኖ ዝለኣኾ ሓበሬታ ይጠቅስ።

Last Updated on Thursday, 23 April 2009 17:23
Read more...
 
ናብ ምዕራባውያን ሃገራት ዝበጽሑ ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ብ34 ሚእታዊት ከምዝወሰኸ ይግለጽ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Thursday, 23 April 2009 17:19

ላዕለዋይ ኮምሽን ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብቲ ኣብዚ ወርሒ ዝዘርግሖ ንኤርትራ ዝምልከት ጸብጻቡ፡ ቁጽሪ ናይቶም ናብ ምዕራባውያን ሃገራት ዝበጽሑ ኤርትራውያን ዜጋታት 34 ሚእታዊት ከምዝወሰኸ ሓቢሩ።

Last Updated on Thursday, 23 April 2009 17:20
Read more...
 
ስርዓት ኢሰያስ፡ ዜጋታት ገንዘቦም ካብ ባንክ ንኸየውጽኡ ይኽልክል PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 18 April 2009 19:29

ስርዓት ኢሰያስ፡ ዝኾነ ዜጋ ካብ 10 ሽሕ ናቕፋ ንላዕሊ፡ ካብ ባንክ ንኸይውጽእ ዓጊትዎ ከምዘሎ ምንጭታትና ይገልጹ።

Last Updated on Saturday, 25 April 2009 15:29
Read more...
 
ኣሜሪካ፡ ንስርዓት ኢሰያስ ክወርር እየ ትብል PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 18 April 2009 19:25

ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ልክዕ ከምቲ ኣብ ልዕሊ ጣሊባን ናይ ኣፍጋኒስታን፡ ኣብ 2001 ዝፈጸመቶ ወራር፡ ብተመሳሳሊ ኣብ ልዕሊ ስርዓት ኢሰያስውን ወራር ክፍጽም እየ ብምባል ከምዘፈራርሐት፡ ዝተፈላለዩ ኣህጉራውያን ማዕከናት ዜና ሓቢሮም።

Last Updated on Saturday, 18 April 2009 19:29
Read more...
 
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 3 of 22

ነፍስ-ወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
ዘዝበርሀት ሽምዓ ከትቕህም
ዘዝቦቖለት ተኽሊ ከትኹምርር
ዘዝነቀለት ክንቲት ከይትዳኸም

JavaScript is disabled!
To display this content, you need a JavaScript capable browser.

ንላዘብ ዶ ኣሎና ንመኻኸር
ንሰምር ዶ ኣሎና ንተሓናገር
ኣተሓሳስባና እንተሃብቲሙ
ወዮ ድኽነትና ሽዑ እዩ ኣኽቲሙ!!!!