|
Written by VoMD Staff
|
|
Saturday, 30 May 2009 18:17 |
|
ኣብ ሽወደን ዝርከቡ፡ ልዕሊ 300 ዝኾኑ ኤርትራውያን ሓተቲ ዑቕባ፡ ጉዳዮም ብመንግስቲ ሽወደን ተነጺጉ እኳ እንተጸንሐ፡ ትማሊ ሰሉስ ግን ንብሙሉኦም ብዘይዝኾነ ቅድመ-ኹነት ንኽቕበሎም ከምዝወሰነ ጸብጻባትና ካብ ሽወደን ሓቢሮም ኣለው። |
|
Last Updated on Saturday, 30 May 2009 18:19 |
|
Read more...
|
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Saturday, 30 May 2009 18:15 |
|
ኣብቲ ትማሊ ሓሙስ ኣብ ከተማ ለንደን፡ ኣብ ኣፍ ደገ ኤምባሲ ኤርትራ ዝተኻየደ ሰላማዊ ሰልፊ ዝተረኽቡ ወጻእተኛታት፡ “ንሕና ተታሊልና ዘይኮነስ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ልዕሊ ኣመንቲ ክርስትና ዝወርድ ዘሎ በደል ሓቂ ምዃኑ ስለዘረጋገጽና ኢና መጺና” ከም ዝበሉ ካብ ከተማ ሎንዶን ዝመጹ ጸብጻባትና ይሕብሩ። |
|
Last Updated on Saturday, 30 May 2009 18:17 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 28 May 2009 17:33 |
|
መራሒ መንእሰያት ሊበራላዊ ሰልፊ ሽወደን፡ ኒክላስ ዋይክማን፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ንሸውዓተ ዓመታት ተኣሲሩ ዝርከብ ጋዜጠኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ ካብ ማሕዩር ስርዓት ኢሰያስ ናጻ ንምውጽኡ፡ ሰራዊት ሽወደን ክዋሳእ ኣለዎ ዝብል እማመ የቕርብ። |
|
Last Updated on Thursday, 28 May 2009 17:38 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Thursday, 28 May 2009 17:25 |
|
ፕረሲደንት መሰጋገሪ መንግስቲ ሶማል፡ ሸኽ ሸሪፍ ኣሕመድ፡ ስርዓት ኢሰያስ ንእስላማውያን ተቛወምቲ የዕጥቅን፡ ኣብ ሶማል ድማ ጎነጽ ንኽባላሕ ይሰርሕ ኣሎ ክብል ንፈለማ እዋን ከምዝኸሰሰ AFP ሓቢሩ ኣሎ። |
|
Last Updated on Thursday, 28 May 2009 17:38 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Tuesday, 26 May 2009 16:48 |
|
ስርዓት ኢሰያስ፡ ነቲ ኣብ ኤርትራ ንሸሞንተ ዓመታት ተኣሲሩ ዝርከብ ጋዜጤኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ ንኽፈትሖ ወላ ሓንቲ መደብ ከምዘይብሉ፡ ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣብቲ ምስ ሽወደናዊ ተሌቪዥን ዘካየዶ ቃለ መሕትት ኣፍሊጡ። |
|
Last Updated on Tuesday, 26 May 2009 16:49 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Tuesday, 26 May 2009 16:46 |
|
ኤርትራዊ ዲሞክራስያዊ ምንቅስቃስ ዓፋር፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዓፋር፡ ፕረሲደንት ኢሰያስን ወትሃደራውያን መኮንናቱን ምጽናት ዓሌት የካይዱ ኣለው ዝብል ክሲ ከምዘቅረበ ሱዳን ትሪቡን ኣፍሊጡ። |
|
Last Updated on Tuesday, 26 May 2009 16:47 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Tuesday, 26 May 2009 16:44 |
|
ነቶም ኣብ እዋን ዶባዊ ግጭት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ካብ ኢትዮጵያ ብሓይሊ ናብ ኤርትራ ዝሰጎገቶም ኤርትራውያንን ኤርትራዊ መበቖል ዘለዎም ኢትዮጵያንን፡ መንግስቲ ኢትዮጵያ፡ ነቲ ኣብቲ ሽዑ እዋን ዝሃገሮ ንብረቶምን ገንዘቦምን፡ ደጊሞም ንኽርከብዎ ዘኽእሎም መምርሒ፡ ኣብቲ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ዘውጽኦ ወግዓዊ መግለጺ ሓቢሩ ከምዘሎ ተፈሊጡ ኣሎ። |
|
Last Updated on Tuesday, 26 May 2009 16:46 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Saturday, 16 May 2009 14:13 |
|
ፕረሲደንት ኢሰያስ ኣፈወርቂ፡ ኣብቲ ትማሊ ምስ ወኪል ኣገልግሎት ተሌቪዥን ደቡብ ኣፍሪቃ፡ SABC፡ ዘካየዶ ቃለ መሕትት፡ “ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ምስሉይነት ዝዓሰሎ ዲሞክራሲ እዩ” ዘሎ ክብል ከምዝገለጸ፡ መርበብ ሓበሬታ ስርዓት ኢሰያስ ሻባይት ዳት ኮም ሓቢሩ። |
|
Last Updated on Saturday, 16 May 2009 14:17 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Saturday, 09 May 2009 17:45 |
|
 ወግዓዊ መርበብ ሓበሬታ ስርዓት ኢሰያስ፡ ሻባይት ዳት ኮም፡ ነቲ ፕረሲደት ኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣብዚ እዋን ምስ ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና፡ ማለት ናይ ቻይና፣ ኢራንን ካልኦት ናይ ሃገራት ኣዕራብ ናይ ጋዜጣ ኣገልግሎታትን ዘካይዶ ዘሎ ቃለ-መሕትት ኣመልኪታ፡ ኣብ መንጎ መርሒነት ስርዓት ኢሰያስ ፍሉይ ናይ ግሉጽነት ባህሊ ከምዘሎ ይሕብር።
|
|
Last Updated on Saturday, 09 May 2009 17:54 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Saturday, 09 May 2009 17:40 |
|
ኣባል ናይቲ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዝመደበሩ፡ ሓልዮት ሰብኣዊ መሰላት- ኤርትራ ተባሂሉ ዝጽዋዕ ማሕበር ዝኾነት ወይዘሮ ኤልሳ ጭሩም፡ ንኤርትራ ወኪላ ኣብ ከተማ ካምፓላ፡ ኡጋንዳ ኣብ ዝሓለፈ ወሪሒ ሚያዝያ ዝተኻየደ፡ “ጆሃንስበር +10 ኦል ኣፍሪካን ኮንፈረንስ” ተባሂሉ ዝፍለጥ ወዓላ፡ ከምዝተኻፈለት ተፈሊጡ ኣሎ። |
|
Last Updated on Saturday, 09 May 2009 17:45 |
|
Read more...
|
|
Written by VoMD Staff
|
|
Saturday, 09 May 2009 17:35 |
|
ኣብ መንጎ 29 ሚያዝያን 5 ግንቦትን ጥራይ፡ ኣስታት 386 ኤርትራውያን ስደተኛታት፡ ናብ መደበር ስደተኛታት ሸገራብ፡ ሱዳን፡ ከምዝበጽሑን፡ ኣብኡ እውን ዑቕባ ከምዝሓተቱ፡ ንምንጭታት ሰልፊ ህዝቢ ኤርትራ ጠቂሱ፡ ንሓርነት ዳት ኮም ሓቢሩ። |
|
Last Updated on Saturday, 09 May 2009 17:39 |
|
Read more...
|
|
|
|
|
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>
|
|
Page 2 of 22 |