HomeAbout MeseleyዜናArticlesድምጺ መሰልና ደሊናMultimediaDownloadsCartoons
ዜና
መንግስቲ ኤርትራ ንኤውሮጳዊ ሕብረት ክኸስስ ይህቅን PDF Print E-mail
Written by Staff   
Saturday, 14 November 2009 13:56

ኮምሽን ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ካብቲ ንኤርትራ ክህባ ወሲንዎ ዘሎ 122 ሚልዮን ዩሮ፡ 35 ሚልዮን ኣብዚ ቀረባ እዋን ክልግሰላ መዲቡ እኳ ‘ተኾነ፡ ኣብዚ ሰሙን ‘ዚ ግን፡ ካብ ዝተፈላለዩ ወገናትን ኣባላት ፓርላማን ይኹኑ ግብረሰናይ ማሕበራት ከቢድ ተቛውሞ ስለ ዘጋጥሞ ዘሎ፡ ነቲ በቲ ውዕል መሰረት ንኤርትራ ክህቦ ዝግብኦ 35 ሚልዮን ዩሮ ሃገዝ፡ ኣብዚ እዋን ናይ ምሃብ ውሳኔ ደው ከብሎ ዘለዎ ተኽእሎ ይፍትሽ።

Last Updated on Saturday, 14 November 2009 14:30
Read more...
 
ኮምሽን ካሕሳ፡ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 10 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ ክትከፍላ ወሲኑ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 22 August 2009 17:21

ኣህጉራዊ ኮምሽን ካሕሳ ኤርትራን ኢትዮጵያን፡ ብዕለት 17 ነሓሰ፡ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ልዕሊ 10 ሚልዮን ዶላር ካሕሳ ክትከፍላ ወሲኑ።

Last Updated on Saturday, 22 August 2009 17:22
Read more...
 
“ኤርትራ ብናይ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ቅዋም እያ ትምራሕ” ሚኒስተር ሳልሕ መኪ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 15 August 2009 18:19

ቁጠባዊ ማሕበራውን ፖለቲካውይን ጉዳይ ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝይዳ ኣሻቃሊ ኾይኑ ኣብ ዝኸደሉ እዋን፡ ብኡ መጠን ምንቅስቃስ ኤርትራውያን ንሰላምን ሓርነትን ፍትሕን፡ ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ ዝያዳ ሓይሊ እንዳደልበን ብብዝሒ መንእሰያት እንዳ ኣሳተፈን ይኸይድ ከምዘሎ እዩ ዝተፈላለዩ ጸብጻባት ዝሕብሩ። ሓደ ካብዞም ምንቅስቃሳት፡ ናይቲ ኣብ ዝሐለፈ ወርሒ ኣብ ሰሜን ኣሜሪካ ዝቖመ ዓለምለኻዊ ምንቅስቃስ መንእሰያት ኤርትራውያን እዩ።

Last Updated on Saturday, 15 August 2009 18:34
Read more...
 
ኣብ ሊብያ ዘለው ኤርትራውያን ስደተኛታት ሓገዝ ይጠልቡ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Wednesday, 12 August 2009 09:54

ብቅድሚ ትማሊ፡ ዕለት 9 ነሓሰ፡ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ስደተኛታት፡ ካብቲ ኣብ ሊብያ፡ ኣብ ከተማ ቢልቓዚ ዝርከብ፡ ዳንፉዳ ተባሂሉ ዝፍለጥ ቤት ማእሰርቲ፡ ንማዕጾ እቲ ቤት ማእሰርቲ ብሓይሊ  ሰሮም ክወጹ ስለ ዝፈተኑ፡ 5 ክሞቱ ከለው፡ ካልኦት ኣስታት 70 ዝኾኑ ድማ፡ ከቢድን ፎኩስን መቁሰልቲ ብኣባላት ሓለዋ ጸጥታ እቲ ቤት ማእሰርቲ ወሪድዎም ከም ዘሎ ካብቲ ቤት ማእሰርቲ ዝመጸና ጸብጻብ ይጠቅስ።

Last Updated on Wednesday, 12 August 2009 09:57
Read more...
 
ኬንያ ኤርትራዊ ኣባል ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ናብ ኤርትራ ትሰጉግ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 08 August 2009 18:34

ኣብዚ እዋን ኣብ ማዕከናት ዜና ዓለም ብሰፊሑ ተዘርጊሑ ዝርከብ ሓበሬታ፡ ምብጻሕ ሓላፊት ወጻኢ ጉዳይት ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ፡ ሂላሪ ክሊንተን ናብ ከተማ ናይሮቢ፡ ኬንያ እዩ።

Last Updated on Saturday, 08 August 2009 18:37
Read more...
 
ኣቅሽሽቲ ኦርቶዶክስ ኣብ ድጓናታት ይሳቀዩ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Monday, 27 July 2009 10:25

ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ዓመታት ጥራይ ካብ ዝተፈላለዩ ገዳማት ዝተዋጽኡ ልዕሊ ሓደ ሽሕ ዝኾኑ ኣቕሽሽትን ፈለስትን ኦርቶዶክሳዊት ቤተ ክርስትያን ኤርትራ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ስርዓት ኢሰያስ ተዳጉኖም ከም ዘለው ምንጭታት ካብ ውሽጢ ዓዲ ይገልጹ።

Last Updated on Monday, 27 July 2009 10:26
Read more...
 
ንግዳዊ ትካላት ህግደፍ ብሕጽረት ናይ ወጻኢ ባጤራ ይሳቀያ፡ ኩባንያ ኣናዳርኮ ናብ ኤርትራ ምብጻሕ ይፍጽም PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Tuesday, 07 July 2009 15:50

ብመንጽር ካልኦት ጽላታት ንግዲ፡ ዝያዳ ብልጫን ሓለፋን ዝጸንሐን፡ ንግዳውያን ትካላት ቤት ጽሕፈት ህግደፍ፡ ብምሒር ሕጽረት ናይ ወጻኢ ባጤራ ኣብ ከቢድ ቅልውላው ከም ዝርከባ ጸብጻባት ይጠቅሱ። ነዚ ቅልውላው ንምቅላል፡ ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ኣዋርሕ፡ እቲ ቤት ጽሕፈት ካብ ነጋዶ ጸሊም ዕዳጋ ዶላር ንምዕዳግ ክገብሮ ዝጸንሐ ፈተነ ድማ፡ ብዙሕ ፍረ ከምጸኣሉ ኣይከኣለን።

Last Updated on Tuesday, 07 July 2009 15:53
Read more...
 
ኣብ ምእሳር ናይ ማይ ጭሆት ምእመናን እስላም፡ ቤት ጽሕፈት ሙፍቲ ኤርትራ ኢድ ከምዘለዎ ይረጋገጽ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Tuesday, 09 June 2009 18:52

ማእሰርቲ ኡስታስ ኣሕመዲንን ካልኦትናይ ማይ ጭሆትተባሂሎም ዝፍለጡ ምእመናን እስላምን፡ ብምትሕብባር ቤት ጽሕፈት ሙፍቲ ኤርትራን ትካላት ሓላዋ ጸጥታ ስርዓት ኢሰያስን ይፍጸም ከምዘሎ ጸብጻባትና ካብ ኣስመራ ኣረጋጊጽና ይብሉ።

Last Updated on Tuesday, 09 June 2009 18:59
Read more...
 
ስርዓት ኢሰያስ ኣብ ጉዳይ ሶማል ሓላፍነታዊ ተራ ክጻወት ምምሕዳር ኦባማ ጸዊዑ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Tuesday, 09 June 2009 18:49

ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ወጻኢ ጉዳይት ኣሜሪካ፡ ሚስተር ጆኒ ካርሶን፡ ስርዓት ኢሰያስ ምስ ምምሕዳር ኦባማ ዝምድናኡ ከመሓይሽ እንተደኣ ኾይኑ፡ ካብቲ ኣብ ሶማል ዘሳውሮ ዘሎ ዘይምርግጋእ ክቑጠብ ኣለዎ ክብል ትማሊ መግለጺ ከምዝሃበ ሮይተርስ ሓቢሩ ኣሎ።

Last Updated on Tuesday, 09 June 2009 18:52
Read more...
 
ኡስታዝ ኣሕመዲን፡ ንሱዳን ከም ዘይሰገሩ ይሕበር PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 06 June 2009 17:19

ሓደ ካብቶም ኣብ ልዕሊናይ ማጭሆትተባሂሎም ዝፍለጡ ምእመናን እስላም ልዑል ተቀባልነት ዝነበሮም ኣቦ፡ ኡስታዝ ኣሕመዲን፡ ካብ ሃድን ሓለዋ ጸጥታ ስርዓት ኢሰያስ ኣምሊጦም ናብ ሱዳን ኣትዮም ዝብል ወረ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ እዩ ይብሉ ካብ ኣስመራ ዝመጹ ምንጭታትና።

Last Updated on Saturday, 06 June 2009 17:20
Read more...
 
እቶም ኣብ ልዕሊ ጋዜጠኛ ዳዊት ክሲ ዘንብሩ ዘለው ሰባት፡ ኣብ ሕጊ ክቀርቡ ኣለዎም ዝብል እማመ ይቀርብ PDF Print E-mail
Written by VoMD Staff   
Saturday, 06 June 2009 17:17

ሰፊሕ ክፋል ካብ ዜጋታት ሽወደን፡ ነቶም ኣብ ልዕሊ ጋዜጤኛ ዳዊት ኢሳቕ፡ “ሓቅነቱ ዘይተረጋገጸ ክሲ ብቀጻሊ ዝስንዝሩ ዘለው ኤርትራውያን ሽወደናውያን ኣብ ሕጊ ክቀርቡ ኣለዎም” ዝብል እማመ የቅርቡ ከምዘለው ምንጭታትና ካብ ሽወደን ሓቢሮም ኣለው።

Last Updated on Saturday, 06 June 2009 17:19
Read more...
 
<< Start < Prev 1 2 3 4 5 6 7 8 9 10 Next > End >>

Page 1 of 22

ነፍስ-ወከፍ ጸጋ ከይትባኽን
ዘዝበርሀት ሽምዓ ከትቕህም
ዘዝቦቖለት ተኽሊ ከትኹምርር
ዘዝነቀለት ክንቲት ከይትዳኸም

JavaScript is disabled!
To display this content, you need a JavaScript capable browser.

ንላዘብ ዶ ኣሎና ንመኻኸር
ንሰምር ዶ ኣሎና ንተሓናገር
ኣተሓሳስባና እንተሃብቲሙ
ወዮ ድኽነትና ሽዑ እዩ ኣኽቲሙ!!!!